Notice
እነሆ ኣብዚ ወርሒ’ዚ መበል 25 ዓመት ሃገራዊ ነጻነት ከንዝክር ኢና። ብመሰረቱ ነዚ ክቡር ዋጋ ዝኸፈልናሉ ነጻነት
ስለቶም በጃ ህዝቦም ዝሓለፉ ጀጋኑን ብኣሽሓት ዝሰንከሉ ሓርበኛታትን ድኣምበር ፣ ነጻነት ተረኺቡ ኣብዚ 25
ዓመታት ብዘይካ ዉሑዳት
ቦኽሪ ልደት ናጽነት ኤርትራ-24 ግንቦት፡
ትእምርቲ ምዑት ቃልስን ዓወትን፤
ሓበን ውጹዓት ህዝብታት ኤርትራ’ያ!!
ነቶም፡ ንክቡር ተልእኮኣ ዘራኸሱ ኣዕነውቲ መራሕቲ ህግደፍ ግን፡ “ንሳ ኣይናቶም፡ ንሶም ኣይናታ”!!
መጽሔትን መርበብ ሓበሬታን ዘመን (ወግዓዊ ልሳናት ኤስደለ)፡ ንውጻኢት 2ይ ስ/ ኣ/ማ/ሽማግለ ኤስደለ ምኽንያት ብምግባር፡ ምስ ኣቦ-ወንበር ኤስደለ - ተጋ/ዮሃንስ ኣስመላሽ ዝተገብረ ቃለ-መሕትት፡-

Eritrea, a small nation on the Horn of Africa, is one of the most isolated countries in the world.
It is also one of the most secretive, and has been duly nicknamed the “African North Korea”.
http://www.france24.com/en/20160513-video-reporter-eritrea-dictatorship-migrants-ethiopia
ባሕቲ ግንቦት፡ ኣብ ዓውደ ኣዋርሕ ዓለምና ድሙቕ ታሪኻዊ ቦታ ሒዛ እንሆ ንመበል 126 ዓመታ ከነብዕላ ርከብ። ብክንድ’ዚ ክብረት ንክትባዓል ከኣ ካብ ጫፍ ናብ ጫፍ ዓለምና ንዝርከቡ ሰብኣዊ ፍጡራት ዝሰወጦም ረዚን መልእኽቲ ስለዘለዋ ምኳኑ ርእሰ-ግሉጽ ሓቂ’ዩ። ሕሱም ፖለቲካዊ ጭቆናን ቁጠባዊ ምዝመዛን ዝመረሮም ሰራሕተኛታት/ሸቃሎ ዓለምና፡ ኣንጻር’ቶም ሰብኣዊ ክብረቶም ኣሕሲሮም ጊላዊ ጉልበት-ዕዮኦም ዝምዝምዝዎም ገዛእቲ፡
ርእሰ ዓንቀጽ
ቪድያዊ መልእኽቲ1
ቪድያዊ መልእኽቲ2
ማሕበራዊ ርክብና
"ብተወሳኺ በዞም ዝስዕቡ ናይ ማሕበራዊ ርክብ ዌብሳይታት ክትረኽቡና ትኽእሉ ኢኹም"